Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

Afromium Digital Solutions
Sep 12, 2024

Trusted App

  • 8.3 MB

    Dimensione

  • Everyone

  • Android 8.0+

    Android OS

Informazioni su Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

Parole in tigrino Cultura tigrigna Proverbio Proverbio Tigre Eritrea Etiopia

ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ

ምስላ ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ። ምስላ ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገልጾ። ምስላታት ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ ፣ ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ናቱ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት ዝሓዘ ኢዩ። ምስላ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ እኳ ኣንተኾነ ግን ከምዚ ዝስዕብ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል “ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ ፣ ጽቡቅ ጌይሩ ዝፍለጥን ኣብ ገለ እዋናት ድማ ፍሉይ ረምታ ዝህልዎን ኢዩ።

ማዕዳ ፣ ናይ ልቦና ፍረ ነገር ፣ ብሄራዊ ተመክሮ ፣ ሓቂ ፣ ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብዝፍለጥ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ መንገዲ ድማ ይግለጽ ”። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር። ምፍታሕ ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ኩነታት ተረዲእካ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን። ምስላታት መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ኮይኑ ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጥቀመሎም።

ኣብ ናይ መዓልታዊ ዝርርብ ፣ ኣብ ስነ ጽሑፍ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ስነ ጥበብ ስራሓትን ይዝውተሩ። ምስላታት ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል። ኣብ ገዛ ፣ ትምህርቲ ፣ መራኸቢ ብዙሃን ካልኦትን ድማ ክንረኽቦ ንኽእል።

Mostra Altro

What's new in the latest 4.55

Last updated on 2024-09-12
Minor bug fixes
Mostra Altro

Video e screenshot

  • Poster Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ
  • 1 Schermata Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ
  • 2 Schermata Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ
  • 3 Schermata Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ
  • 4 Schermata Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ
  • 5 Schermata Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ
  • 6 Schermata Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ
  • 7 Schermata Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

Informazioni sull'APK Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

Ultima versione
4.55
Android OS
Android 8.0+
Dimensione
8.3 MB
Available on
Classificazione dei contenuti
Everyone
Download APK sicuri e veloci su APKPure
APKPure utilizza la verifica delle firme per garantire download di APK Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ senza virus per te.
Icona APKPure

Download super veloce e sicuro tramite l'app APKPure

Basta un clic per installare i file XAPK/APK su Android!

Scarica APKPure
thank icon
We use cookies and other technologies on this website to enhance your user experience.
By clicking any link on this page you are giving your consent to our Privacy Policy and Cookies Policy.
Learn More about Policies