ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት

ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት

  • 8.7 MB

    Размер файла

  • Android 5.0+

    Android OS

Oписание ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት

ምኽርታት ካብ ስደተኛታት ናብ ስደተኛታት В тигринья тигринья

ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት

ናይ ወዲ ሰብ ታሪኽ ብሰንኪ ዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝመጹ ወለንታዊን ዘይወለንታውን ምንቅስቃሳት ካብ ቦታ ናብ ቦታ ዝሓዘ ኢዩ. ንኣዳምን ሄዋንን ምርኩስ እንተገይርካ, ናይ ወዲ ሰብ ስደት ካብ ኤደን ናብ ምድሪ ኢዩ ጀሚሩ. ስነ-ጥንቲ ከም ዝሕብሮ ስደት ብምንቅስቃስ ናይ ሆሞኢረክተስ ካብ ኣፍሪቃ ኢዩ ጀሚሩ. ሰባት ከም ብውልቂ, ብስድራ ወይ ድማ ብመልክዕ ዓበይቲ ጉጅለታት ክንቀሳቀሱ ይኽእሉ ኢዮም. ስደት ኣካል ታሪኽ ናይ ዝኾነት ሃገርራብ ዓለም ኢዩ. ደቂሰባት ብሰንኪ ብዙሕ ምኽንያት ይስደዱ ከምኒ ጥሜት, ባህርያዊ ሓደጋ, ኩናት, ድኽነት, ኩነታት ኣየር, ዳህሳስ, ወዘተ ዝኣመሰሉ.

ብሰንኩ ብዙሕ ምኽንያት ናብ ኤውሮጳ መጺእካ ኣሎኻ. ናብዚ ዘሎኻዮ ንኽትበጽሕ ብዙሕ ተሳቂኻን ብብዙሕ ናይ ህይወት ብድሆታት ሓልፍካን ኢኻ. ናብዚ ምእታው መጀመርታ ኢዩ. ሕጂ ኣብ ሓድሽ ሃገር ኢኻ ዘሎኻ, ዝተፈልየ ባህሊ, ቋንቋ, ሕብረተሰብ, መብዛሕቲኦም ነገራት ከኣ ንዓኻ ሓደሽቲ ኢዮም. ክትመሃርን ናብቲ ኣከባቢ ክትለማመድን ቅሩብ ክትከውን ኣሎካ. ንብሩህ መጻኢ ክትውስንን ክትሰርሕን ኣሎካ.

እዚ ሰነድ እዚ ግብራዊ ዝኾኑ ናይ ህይወት ምኽርን ማዕዳን ንኣብ ኤውሮጳ ዝኣተዉ ስደተኛታት ዝተዳለወ ኢዩ. ዝኾነ ሓድሽ ስደተኛ, ሓታት ዑቕባ, ወይ እውን ንነዊሕ እዋን ዝተቀመጠ ስደተኛ ተረባሓይ ናይዚ ሰነድ ክኸውን ኢዩ. እቲ ምኽርታትን ማዕዳን ካብ ናይ ህይወት ተመክሮ ናቶም ቅድመኹም ዝኣተው ስደተኛታት ዝተኣከበ ኢዩ. ግዜ, ጸዓት ከምኡ እውን ገንዘብ ክትቁጥቡ ዘኽእለኩም ጠቃሚ ሓበሬታ ካብዚ ሰነድ ክትረኽቡ ኢኹም. ገለ መምርሕን ኣንፈታትን ክህበኩም ኢዩ.

Тигринья Тигринья Эритрея

እዚ ምኽርታት ካብ ኣብ መላእ ኤውሮጳ ናይ ዝቕመጡ ስደተኛታት ተመክሮ ተወሲዱ ዝተዳለወ ኢዩ, እዚ ሰነድ ብምዕራፋት ዝተኸፍለ ኮይኑ ንሶም ድማ ባህላዊ ጉዳያት, ከመይ ኢልካ ትወሃሃድ, ከመይ ኢልካ ናብቲ ሓድሽ ባህሊ ትወሃሃድ, ምምሃር ቋንቋ, ግዜ, ገንዘብን ፋይናንስን, መጠንቀቕታ, ሓበሬታ, ምድላይ ስራሕ, ዝተጻሕፉን ዘይተጻሕፉን ናይ ሕብረተሰብ ስርዓታትን ሕግታት ከምኡ እዋን ካልኦት ኣርእስታትን ዝሓዘ ኢዩ.

Deutsch German Europe

ኣብዚ ዝመጻእኩሞ ሃገር ህይወትኩም ምቹእን ዕላማ ዘሎዎን ንኽኸውን እዚ ኣብዚ ሰነድ ዘሎ ሓበሬታ ክሕግዘኩም ተስፋ ንገብር. ዝኾነ ርእይቶ እንተልይኩም ብኽብረትኩም በቲ ኢመይልና ስደዱልና.

Ещё

Что нового в последней версии 2.0

Last updated on 16/08/2024
Minor bug fixes and improvements. Install or update to the newest version to check it out!
Ещё

Видео и Скриншоты

  • ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት постер
  • ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት скриншот 1
  • ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት скриншот 2
  • ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት скриншот 3

Информация ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት APK

Последняя Версия
2.0
Android OS
Android 5.0+
Размер файла
8.7 MB
Разработчик
Afromium Digital Solutions
Available on
Безопасная и Быстрая Загрузка APK на APKPure
APKPure позволяет легко и безопасно загружать ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት APK с проверкой подписи.
APKPure иконка

Супер Быстрая и Безопасная Загрузка через Приложение APKPure

Один клик для установки XAPK/APK файлов на Android!

Скачать APKPure
thank icon
We use cookies and other technologies on this website to enhance your user experience.
By clicking any link on this page you are giving your consent to our Privacy Policy and Cookies Policy.
Learn More about Policies