Tigrinya Love Messages


4.62 par Afromium Digital Solutions
Oct 11, 2023 Anciennes versions

À propos de Tigrinya Love Messages

Tigrinya Amour Messages SMS, ትግርኛ Tigrigna,

Messages SMS d'amour de Tigrniya

L'application contient des messages d'amour romantique en Tigrinya. Cette application convient aussi bien aux couples qu'à ceux qui s'aiment pour la première fois. Utilisez l'application pour envoyer des textes romantiques.

Chaque relation nécessite une étincelle de temps en temps, et tous ces messages romantiques inattendus garantiront que vous valorisez votre partenaire par-dessus tout. Pour exprimer votre amour, envoyez ce message. Ces messages d'amour profond vous aideront à créer des souvenirs romantiques et magnifiques avec votre partenaire.

ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ። ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ። ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ። ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ። ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር።

ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ። ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ ዝኾነ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ሰብ ናቱ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ

ሰባት ነዚ ነገር እዚ ክገብሩዎ ይኽእሉ ኢዮም፣ ንኣብነት ሓንቲ ጎርዞ ከምዚ ክብል ይኽእል “ንስኻ ናይ ክምስታይ ምኽንያት ምዃንካ ክትፈልጥ ይደልየካ”። ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ። ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ።

ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ። ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ፣ ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል። ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል “ንዕኡ” ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ፣ ናብ ደቀንስትዮ ዝስደድ “ንዓኣ” ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ።

ነዚ ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና ነምስግን።

Informations Application supplémentaires

Dernière version

4.62

Telechargé par

Tamize Mani

Nécessite Android

Android 5.0+

Available on

Voir plus

Use APKPure App

Get Tigrinya Love Messages old version APK for Android

Téléchargement

Use APKPure App

Get Tigrinya Love Messages old version APK for Android

Téléchargement

Alternative à Tigrinya Love Messages

Obtenir plus de Afromium Digital Solutions

Découvrir