Tigrinya Love Messages


4.62 door Afromium Digital Solutions
Oct 11, 2023 Oude versies

Over Tigrinya Love Messages

Tigrinya Love SMS berichten, ትግርኛ Tigrigna,

Tigrniya Love SMS-berichten

De app bevat romantische liefdesberichten in Tigrinya. Deze app is geschikt voor zowel stellen als voor degenen die voor het eerst verliefd zijn. Gebruik de app om romantische sms'jes te sturen.

Elke relatie heeft af en toe een vonk nodig, en al deze onverwachte romantische berichten zullen ervoor zorgen dat je je partner boven alles waardeert. Stuur dit bericht om je liefde te uiten. Deze diepe liefdesboodschappen zullen je helpen om romantische en mooie herinneringen met je partner te creëren.

ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ። ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ። ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ። ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ። ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር።

ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ። ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ ዝኾነ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ሰብ ናቱ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ።

ብትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ነዚ ነገር እዚ ክገብሩዎ ይኽእሉ ኢዮም፣ ንኣብነት ሓንቲ ጎርዞ ከምዚ ክብል ይኽእል “ንስኻ ናይ ክምስታይ ምኽንያት ምዃንካ ክትፈልጥ ይደልየካ”። ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ። ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ።

ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ። ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ፣ ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል። እቲ ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል “ንዕኡ” ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ፣ ናብ ደቀንስትዮ ዝስደድ ከኣ “ንዓኣ” ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ።

ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና ነምስግን።

Aanvullende APP -informatie

Laatste Versie

4.62

Geüpload door

Tamize Mani

Android vereist

Android 5.0+

Available on

Meer Info

Use APKPure App

Get Tigrinya Love Messages old version APK for Android

Downloaden

Use APKPure App

Get Tigrinya Love Messages old version APK for Android

Downloaden

Tigrinya Love Messages Alternatief

Krijg meer van Afromium Digital Solutions

Ontdekken