ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት


3.5 oleh Afromium Digital Solutions
Oct 26, 2018 Versi lama

Tentang ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት

Tigrinya - Teknik Belajar Bahasa ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት Tigrigna

ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት

መብዛሕቲኦም ሰባት ሓድሽ ቋንቋ ብዓወት ናይ ምምሃር ዓቕሚ ኣሎዎም. ዝበዝሑ ነዚ መስርሕ ኣብ ጭቡጥ ግዜ ኢዮም ዘሰላስልዎ, ብፍላይ ድማ እቶም ብኣድማዒ ኣገባብ ዝተማህሩ. ወላ ውን ገለ ውሱናት ሰባት ሓዲሽ ላህጃ ኣብ ምምሃር ዘድልዮም ብቕዓት ከም ድላዮም እንተዘይብሎም, ጽቡቅ ኣገባብን ሓያል ተወፋይነትን ግን ብሓፈሻ ዕዉት ዝኾነ ምልከት ናይ ሓደ ሓድሽ ቋንቋ ከምጽእ ይኽእል.

እቲ ዕዉት ዝበሃል ኣገባብ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ዝፈላለ ከምዝኾነ ከይተጠቅሰ ክሕለፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ነጥቢ እዩ. ንሓደ ሰብ ጽቡቅ ዝሰርሓሉ ንኻልእ ሰብ ጽቡቕ ዘይክሰርሓሉ ይኽእል ኢዩ. ሓደ ቋንቋ ዝመሃር ዘሎ ሰብ ነቲ ንዕኡ ዝሰማዖን ዝሰርሓሉን ኣገባብ ክሳብ ዝረክብ ብዝተፈላለዩ ዓይነት መገድታት ክመራመር ኣሎዎ.

ናይዚ ጽሑፍ ዕላማ ንሓደ ሓድሽ ቋንቋ ዝመሃር ሰብ ናብ ዓወት ዘብጽሑ ሓሳባትን ኣገባባትን ምትንባህ ኢዩ.

ጽቡቕ ዕድል!

Apa yang baru dalam versi terbaru 3.5

Last updated on Nov 26, 2018
In this update
-We have added Practical Tips and Advices for immigrants.
- User experience enhancements
- Minor bug fixes and performance enhancements.

Informasi APL tambahan

Versi Terbaru

3.5

Diunggah oleh

Andrei Zaharov

Perlu Android versi

Android 4.1+

Tampilkan Selengkapnya

Use APKPure App

Get ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት old version APK for Android

Unduh

Use APKPure App

Get ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት old version APK for Android

Unduh

ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት Alternatif

Mendapatkan lebih banyak dari Afromium Digital Solutions

Menemukan