ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት


3.5 przez Afromium Digital Solutions
Oct 26, 2018 Stare wersje

O ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት

Tigrinia - Techniki Nauka języka ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት Tigrigna

ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት

መብዛሕቲኦም ሰባት ሓድሽ ቋንቋ ብዓወት ናይ ምምሃር ዓቕሚ ኣሎዎም. ዝበዝሑ ነዚ መስርሕ ኣብ ጭቡጥ ግዜ ኢዮም ዘሰላስልዎ, ብፍላይ ድማ እቶም ብኣድማዒ ኣገባብ ዝተማህሩ. ወላ ውን ገለ ውሱናት ሰባት ሓዲሽ ላህጃ ኣብ ምምሃር ዘድልዮም ብቕዓት ከም ድላዮም እንተዘይብሎም, ጽቡቅ ኣገባብን ሓያል ተወፋይነትን ግን ብሓፈሻ ዕዉት ዝኾነ ምልከት ናይ ሓደ ሓድሽ ቋንቋ ከምጽእ ይኽእል.

እቲ ዕዉት ዝበሃል ኣገባብ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ዝፈላለ ከምዝኾነ ከይተጠቅሰ ክሕለፍ ዘይብሉ ኣገዳሲ ነጥቢ እዩ. ንሓደ ሰብ ጽቡቅ ዝሰርሓሉ ንኻልእ ሰብ ጽቡቕ ዘይክሰርሓሉ ይኽእል ኢዩ. ሓደ ቋንቋ ዝመሃር ዘሎ ሰብ ነቲ ንዕኡ ዝሰማዖን ዝሰርሓሉን ኣገባብ ክሳብ ዝረክብ ብዝተፈላለዩ ዓይነት መገድታት ክመራመር ኣሎዎ.

ናይዚ ጽሑፍ ዕላማ ንሓደ ሓድሽ ቋንቋ ዝመሃር ሰብ ናብ ዓወት ዘብጽሑ ሓሳባትን ኣገባባትን ምትንባህ ኢዩ.

ጽቡቕ ዕድል!

Co nowego w najnowszej wersji 3.5

Last updated on Nov 26, 2018
In this update
-We have added Practical Tips and Advices for immigrants.
- User experience enhancements
- Minor bug fixes and performance enhancements.

Dodatkowe informacje APLIKACJA

Ostatnia Wersja

3.5

Przesłane przez

Andrei Zaharov

Wymaga Androida

Android 4.1+

Pokaż więcej

Use APKPure App

Get ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት old version APK for Android

Pobierz

Use APKPure App

Get ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት old version APK for Android

Pobierz

ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት Alternatywa

Zdobądź wiecej z Afromium Digital Solutions

Odkryć