Tigrinya English Learning app

Over Tigrinya English Learning app

Tigrinya Engels leren app, Leer Tigrigna Engels, Engels leren Tigrinya

Tigrinya Engels leren app

ብቀሊሉ እንግሊዝ ምምሃር

ብቀዳምነት ነዚ ኣፕሊኬሽን ጽዒንኩም ትጥቀሙ ምህላውኩም ኣዚና ነምስግን. ቀንዲ ዕላማ ናይዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ዝኾኑ ሰባት ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ሓገዝ ምሃብ ኢዩ.

Studeer Engels en Tigrinya Woordenschat, weten Tigrinya Engels Woordenschat

ብርክት ዝበሉ ቃላት ኣብ ልዕሊ ዕስራን ሓሙሽተን ዝኸውን ምድባት ተኸፋፊሎም ቀሪቦም ኣሎዎ. እዞም ምድባት እዚኣቶም ከምኒ ቁጽርታት, ግዜ, መጓዓዝያ, ኣንፈት, ኩነታት ኣየር, መግቢ, ናይ ስራሕ ቃለ-ምሕትት, ኣካልትና, ክዳውንቲ, ጥዕና, ስምዒት, በረራን ወዘተ ዝሓዙ ኢዮም.

ነፍሲወከፍ ምድብ ንዓኣ ዝምልከት ቃላት ኣለዉዋ. ንከትጽንዖ ዝደለኻ ምድብ ብምምራጽ ነቶም ኣብኡ ዝርከቡ ቃላት ክትመሃሮም ትኽእል ኢኻ.

ነፍሲወከፍ ምድብ ኣብ ትመርጽሉ እዋን ክልተ ምርጫ ይወሃበካ “Studie” ዝብል, እዚ ድማ ብቅድም ተኸተል ከተጽንዕ እንተደሊኻ ይምረጽ.

እቲ ሓደ “Alle woorden” ዝብል ምርጫ ድማ ነቶም ኣብቲ ትሕቲ እቲ ጉጅለ ዝርከቡ ቃላት ንኹሎም ብምዝርዛር ዝደለኻዮ ቃል ክትመርጽ የኽእለካ. ብተወሳኺ ኣብዚ ኣፕሊኬሽን ትረኽብዎ ሓገዝ ናይ ኣደማምጻ ኢዩ.

ነፍሲወከፍ ናይ እንግሊዘኛ ቃል ናቱ ኣደማምጻ ኣለዎ, ነዚ ንምስማዕ ድማ ነቲ ናይ መጉልሒ ድምጺ ምልክት ምጥዋቕ የድሊ.

ሽሕ እኳ እዚ ኣፕሊኬሽን ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ተባሂሉ እንተተዳለወ, ዝኾነ ትግርኛ ክመሃር ዝደሊ ሰብ እሞ ኸኣ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ቃላት ክርዳእ ዝኽእል ሰብ ተረባሓይ ክኸውን ይኽእል ኢዩ.

ደጊምና ነዚ ኣፕሊኬሽና ምጥቓምኩም ነመስግን, ዝኾነ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጠቡ.

Meer InfoMinder Info

What's new in the latest 3.81

Last updated on 2024-03-02
This is a complete update of the app. Additional Vocabulary and Sentences added, Practice Exam have been Added, many more.

Install and check, this is one of the best Tigrinya English Learning App.
Meer InfoMinder Info

Tigrinya English Learning app APK -informatie

Laatste versie
3.81
Categorie
Onderwijs
Android OS
Android 5.0+
Bestandsgrootte
9.5 MB
Available on
Veilige en snelle APK Downloads op APKPure
APKPure gebruikt handtekeningverificatie om virusvrije Tigrinya English Learning app APK downloads voor u te garanderen.

Supersnel en veilig downloaden via de APKPure-app

Eén klik om XAPK/APK-bestanden op Android te installeren!

Downloaden APKPure