Tigrinya English Learning app

Acerca del Tigrinya English Learning app

Tigriño Inglés Aprendizaje aplicación, Aprende Inglés Tigrigna, Estudio Inglés tigriño

Tigriño Inglés Aprendizaje aplicación

ብቀሊሉ እንግሊዝ ምምሃር

ብቀዳምነት ነዚ ኣፕሊኬሽን ጽዒንኩም ትጥቀሙ ምህላውኩም ኣዚና ነምስግን. ቀንዲ ዕላማ ናይዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ዝኾኑ ሰባት ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ሓገዝ ምሃብ ኢዩ.

Estudio de Inglés y tigriño vocabulario, Aprende Inglés Vocabulario tigriño

ብርክት ዝበሉ ቃላት ኣብ ልዕሊ ዕስራን ሓሙሽተን ዝኸውን ምድባት ተኸፋፊሎም ቀሪቦም ኣሎዎ. እዞም ምድባት እዚኣቶም ከምኒ ቁጽርታት, ግዜ, መጓዓዝያ, ኣንፈት, ኩነታት ኣየር, መግቢ, ናይ ስራሕ ቃለ-ምሕትት, ኣካልትና, ክዳውንቲ, ጥዕና, ስምዒት, በረራን ወዘተ ዝሓዙ ኢዮም.

ነፍሲወከፍ ምድብ ንዓኣ ዝምልከት ቃላት ኣለዉዋ. ንከትጽንዖ ዝደለኻ ምድብ ብምምራጽ ነቶም ኣብኡ ዝርከቡ ቃላት ክትመሃሮም ትኽእል ኢኻ.

ነፍሲወከፍ ምድብ ኣብ ትመርጽሉ እዋን ክልተ ምርጫ ይወሃበካ “Estudio” ዝብል, እዚ ድማ ብቅድም ተኸተል ከተጽንዕ እንተደሊኻ ይምረጽ.

እቲ ሓደ “Todas las palabras” ዝብል ምርጫ ድማ ነቶም ኣብቲ ትሕቲ እቲ ጉጅለ ዝርከቡ ቃላት ንኹሎም ብምዝርዛር ዝደለኻዮ ቃል ክትመርጽ የኽእለካ. ብተወሳኺ ኣብዚ ኣፕሊኬሽን ትረኽብዎ ሓገዝ ናይ ኣደማምጻ ኢዩ.

ነፍሲወከፍ ናይ እንግሊዘኛ ቃል ናቱ ኣደማምጻ ኣለዎ, ነዚ ንምስማዕ ድማ ነቲ ናይ መጉልሒ ድምጺ ምልክት ምጥዋቕ የድሊ.

ሽሕ እኳ እዚ ኣፕሊኬሽን ንተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ ተባሂሉ እንተተዳለወ, ዝኾነ ትግርኛ ክመሃር ዝደሊ ሰብ እሞ ኸኣ ናይ ቋንቋ እንግሊዝ ቃላት ክርዳእ ዝኽእል ሰብ ተረባሓይ ክኸውን ይኽእል ኢዩ.

ደጊምና ነዚ ኣፕሊኬሽና ምጥቓምኩም ነመስግን, ዝኾነ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም ካብ ምጽሓፍ ኣይትቆጠቡ.

Mostrar másMostrar menos

Novedades más recientes 3.81

Last updated on 2024-03-02
This is a complete update of the app. Additional Vocabulary and Sentences added, Practice Exam have been Added, many more.

Install and check, this is one of the best Tigrinya English Learning App.
Mostrar másMostrar menos

Información de Tigrinya English Learning app APK

Última Versión
3.81
Categoría
Educación
Android OS
Android 5.0+
Tamaño de archivo
9.5 MB
Disponible en
Descargas seguras y rápidas de APK en APKPure
APKPure utiliza verificación de firmas para garantizar descargas de Tigrinya English Learning app APK libres de virus para ti.

Descarga rápida y segura a través de APKPure App

¡Un clic para instalar archivos XAPK/APK en Android!

Descargar APKPure