Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ
8.3 MB
Размер файла
Android 8.0+
Android OS
Oписание Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ
Тигриньи слова Тигринья культура Пословица Тигринские высказывания Эритрея Эфиопия
ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ
ምስላ ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ። ምስላ ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገልጾ። ምስላታት ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ ፣ ግን ነፍሲወከፍ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት ዝሓዘ ኢዩ። ምስላ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል “ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ ጌይሩ ዝፍለጥን ኣብ ገለ ዝህልዎን ኢዩ።
ማዕዳ ፣ ናይ ልቦና ፍረ ነገር ፣ ብሄራዊ ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ኮይኑ ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብዝፍለጥ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ ድማ ይግለጽ ”። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር። ምፍታሕ ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ተረዲእካ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን። ምስላታት መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ኮይኑ ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጥቀመሎም።
ኣብ ናይ መዓልታዊ ዝርርብ ፣ ኣብ ስነ ጽሑፍ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ጥበብ ስራሓትን ይዝውተሩ። ምስላታት ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል። ኣብ ገዛ ፣ ትምህርቲ ፣ መራኸቢ ብዙሃን ካልኦትን ድማ ክንረኽቦ ንኽእል።
Что нового в последней версии 4.55
Информация Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ APK
Старые Версии Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ
Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ 4.55
Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ 4.52
Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ 4.3
Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ 4.2
Супер Быстрая и Безопасная Загрузка через Приложение APKPure
Один клик для установки XAPK/APK файлов на Android!