Tigrinya Riddles ሕንቅል ሕንቅሊተይ


3.3 توسط Afromium Digital Solutions
09/10/2023 نسخه‌های قدیمی

درباره‌ی Tigrinya Riddles ሕንቅል ሕንቅሊተይ

Tigrigna معماهای تیگرینیا ሕንቅል ሕንቅሊተይ ብትግርኛ اریتره اتیوپی ትግርኛ

ሕንቅል ሕንቅሊተይ ብትግርኛ

Tigrigna معما، تیگرینیا معماهای

ሕንቅልሕንቅሊተይ ... መሰነይተይ (ሰናብሰናቢተይ)

ሕንቅልሕንቅሊተይ ሓደ ሓሳብ ወይ ሕቶ ኾይኑ، ኣብ ውሽጡ ዝተሰወረ ወይ ድርብ መልእክቲ ዘለዎ ኢዩ. እቲ ናይ ብሓቂ መግለጺኡ እኳ ኣብ ክትዕ ዘሎ እንተኾነ ከምዚ ዝስዕብ ክግለጽ ይክእል، ሕንቅልሕንቅሊተይ ማለት ሓደ ባህላዊ ናይ ቃል ኣገላልጻ ኮይኑ ሓደ ወይ ልዕሊኡ ገላጺ ክፋላት ክሕዝ ይኽእል، እዞም ጽምዲ ክፋላት ተጻረርቲ ክኾኑ ዝኽእሎ ኮይኖም، እቲ ዝሕተት ዘሎ ባእታ ከኣ ይግመት.

ሕንቅልሕንቅሊተይ ክልተ ዓይነት ኮይኖም، እቲ ሓደ ብተምሳሌታዊ ኣገላልጻ ዝግለጽ ኮይኑ ብጥንቃቀ ምሕሳብን ብልሕን ዘድልዮ ኢዩ. እቲ ካልኣይ ድማ ሕቶ ኮይኑ ኣብቲ ውጽኢት ናይቲ ናቶም ማንታ-ቓላዊ ወይ ናይ ዋዛ ኣገላልጻ ኣብ ልዕሊ እቲ ሕቶ ወይ መልሲ ዝምርኮሱ ኢዮም.

ኣብ ሃገርና ካብ ነዊሕ ጀሚሩ ዝነበረን ኣብ መላእ ዓለም እውን ናይ ነዊሕ ዝጸንሐ ታሪኽ ዘለዎ ኢዩ، ኣብ ብዙሕ እዋናት እውን ከም ዓለም ለኻዊ ስነጥበብ ይግለጽ. ኣብ ሃገርና ኣብ ነፍሲወከፍ ገዛ ከም መብልሒ ኣእምሮን ከም መዘናግዒን ዝዝውተር ዝነበረን ዘሎን ኢዩ.

ሕንቅልሕንቅሊተይ ዝብል ሕቶ ብ መሰነይተይ (ሰናብሰናቢተይ ኣብ ናይዚ ሕጂ ወለዶ) ምስ ተመለሰ، እቲ ዝስዕብ ሓሳብ ወይ ሕቶ ይመጽእ، እቲ ዝሕተት ዘሎ እውን ይምልስ. ኣብ መንጎ ክልተ ሀን ለን ኢልና ዝሰመናዮም ሰባት، ሕንቅልሕንቅሊተይ ከመይ ከም ዝመስል ንርአ.

ሀ ሕንቅልሕንቅሊተይ

ለ መሰነይተይ (ሰናብሰናቢተይ)

ሀ "ለይቲ ተሰሊማ ቀትሪ እትቕንጠጥ" ፍለጠለይ

ለ ሰማይ

እዚ ኣብ ላዕሊ ዝረኣናዮ ኣብነት ኣብ መንጎ ክልተ ሰባት ኮይኑ، ኣገባብ ሕንቅልሕቅሊተይ የርእየና. ናይዚ ሕቶ ስውር ሓሳብ، ኣብቲ ናይ ኣብ ግዜ ለይቲ ዘሎ ብከዋኽብቲ ዝመጽእ ግርማ ናይ ሰማይ ዝተመርኮሰ ኢዩ.

اطلاعات تکمیلی بازی

آخرین نسخه

3.3

بارگذاری شده توسط

Quang Bèo OO

نیاز به اندروید

Android 5.0+

در دسترس در

نمایش بیشتر

بازی‌هایی مانند Tigrinya Riddles ሕንቅል ሕንቅሊተይ

از Afromium Digital Solutions بیشتر دریافت کنید

کشف کنید