Tigrinya Riddles ሕንቅል ሕንቅሊተይ

  • 4.0 MB

    파일 크기

  • Android 5.0+

    Android OS

Tigrinya Riddles ሕንቅል ሕንቅሊተይ 정보

티 그리 냐어 수수께끼 티그리냐어 ሕንቅል ሕንቅሊተይ ብትግርኛ 에리트레아 에티오피아 ትግርኛ

ሕንቅል ሕንቅሊተይ ብትግርኛ

티 그리 냐어 수수께끼, 티그리냐어 수수께끼

ሕንቅልሕንቅሊተይ ... መሰነይተይ (ሰናብሰናቢተይ)

ሕንቅልሕንቅሊተይ ሓደ ሓሳብ ወይ ሕቶ ኾይኑ, ኣብ ውሽጡ ዝተሰወረ ወይ ድርብ መልእክቲ ዘለዎ ኢዩ. እቲ ናይ ብሓቂ መግለጺኡ እኳ ኣብ ክትዕ ዘሎ እንተኾነ ከምዚ ዝስዕብ ክግለጽ ይክእል, ሕንቅልሕንቅሊተይ ማለት ሓደ ባህላዊ ናይ ቃል ኣገላልጻ ኮይኑ ሓደ ወይ ልዕሊኡ ገላጺ ክፋላት ክሕዝ ይኽእል, እዞም ጽምዲ ክፋላት ተጻረርቲ ክኾኑ ዝኽእሎ ኮይኖም, እቲ ዝሕተት ዘሎ ባእታ ከኣ ይግመት.

ሕንቅልሕንቅሊተይ ክልተ ዓይነት ኮይኖም, እቲ ሓደ ብተምሳሌታዊ ኣገላልጻ ዝግለጽ ኮይኑ ብጥንቃቀ ምሕሳብን ብልሕን ዘድልዮ ኢዩ. እቲ ካልኣይ ድማ ሕቶ ኮይኑ ኣብቲ ውጽኢት ናይቲ ናቶም ማንታ-ቓላዊ ወይ ናይ ዋዛ ኣገላልጻ ኣብ ልዕሊ እቲ ሕቶ ወይ መልሲ ዝምርኮሱ ኢዮም.

ኣብ ሃገርና ካብ ነዊሕ ጀሚሩ ዝነበረን ኣብ መላእ ዓለም እውን ናይ ነዊሕ ዝጸንሐ ታሪኽ ዘለዎ ኢዩ, ኣብ ብዙሕ እዋናት እውን ከም ዓለም ለኻዊ ስነጥበብ ይግለጽ. ኣብ ሃገርና ኣብ ነፍሲወከፍ ገዛ ከም መብልሒ ኣእምሮን ከም መዘናግዒን ዝዝውተር ዝነበረን ዘሎን ኢዩ.

ሕንቅልሕንቅሊተይ ዝብል ሕቶ ብ መሰነይተይ (ሰናብሰናቢተይ ኣብ ናይዚ ሕጂ ወለዶ) ምስ ተመለሰ, እቲ ዝስዕብ ሓሳብ ወይ ሕቶ ይመጽእ, እቲ ዝሕተት ዘሎ እውን ይምልስ. ኣብ መንጎ ክልተ ሀን ለን ኢልና ዝሰመናዮም ሰባት, ሕንቅልሕንቅሊተይ ከመይ ከም ዝመስል ንርአ.

ሀ ሕንቅልሕንቅሊተይ

ለ መሰነይተይ (ሰናብሰናቢተይ)

ሀ "ለይቲ ተሰሊማ ቀትሪ እትቕንጠጥ"ፍለጠለይ

ለ ሰማይ

እዚ ኣብ ላዕሊ ዝረኣናዮ ኣብነት ኣብ መንጎ ክልተ ሰባት ኮይኑ, ኣገባብ ሕንቅልሕቅሊተይ የርእየና. ናይዚ ሕቶ ስውር ሓሳብ, ኣብቲ ናይ ኣብ ግዜ ለይቲ ዘሎ ብከዋኽብቲ ዝመጽእ ግርማ ናይ ሰማይ ዝተመርኮሰ ኢዩ.

더 보기접기

What's new in the latest 3.3

Last updated on Oct 21, 2023
Minor bug fixes and improvements. Install or update to the newest version to check it out!

더 많은 게임 보상 및 할인을 받으려면 APKPure 앱을 다운로드하세요

한번의클릭으로 Android에 XAPK/APK 파일을설치할수있습니다!

다운로드 APKPure