ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት


2.0 by Afromium Digital Solutions
2024年08月16日 历史版本

关于ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት

ምኽርታትካብስደተኛታትናብስደተኛታት在提格雷提格雷语

ግብራውንጠቓምንምኽርታትንስደተኛታት

ናይወዲሰብታሪኽብሰንኪዝተፈላለዩምኽንያታትዝመጹወለንታዊንዘይወለንታውንምንቅስቃሳትካብቦታናብቦታዝሓዘኢዩ。 ንኣዳምንሄዋንንምርኩስእንተገይርካ,ናይወዲሰብስደትካብኤደንናብምድሪኢዩጀሚሩ。 ስነ-ጥንቲከምዝሕብሮስደትብምንቅስቃስናይሆሞኢረክተስካብኣፍሪቃኢዩጀሚሩ。 ሰባትከምብውልቂ,ብስድራወይድማብመልክዕዓበይቲጉጅለታትክንቀሳቀሱይኽእሉኢዮም。 ስደትኣካልታሪኽናይዝኾነትሃገርራብዓለምኢዩ。 ደቂሰባትብሰንኪብዙሕምኽንያትይስደዱከምኒጥሜት,ባህርያዊሓደጋ,ኩናት,ድኽነት,ኩነታትኣየር,ዳህሳስ,ወዘተዝኣመሰሉ。

ብሰንኩብዙሕምኽንያትናብኤውሮጳመጺእካኣሎኻ。 ናብዚዘሎኻዮንኽትበጽሕብዙሕተሳቂኻንብብዙሕናይህይወትብድሆታትሓልፍካንኢኻ。 ናብዚምእታውመጀመርታኢዩ。 ሕጂኣብሓድሽሃገርኢኻዘሎኻ,ዝተፈልየባህሊ,ቋንቋ,ሕብረተሰብ,መብዛሕቲኦምነገራትከኣንዓኻሓደሽቲኢዮም。 ክትመሃርንናብቲኣከባቢክትለማመድንቅሩብክትከውንኣሎካ。 ንብሩህመጻኢክትውስንንክትሰርሕንኣሎካ。

እዚሰነድእዚግብራዊዝኾኑናይህይወትምኽርንማዕዳንንኣብኤውሮጳዝኣተዉስደተኛታትዝተዳለወኢዩ。 ዝኾነሓድሽስደተኛ,ሓታትዑቕባ,ወይእውንንነዊሕእዋንዝተቀመጠስደተኛተረባሓይናይዚሰነድክኸውንኢዩ。 እቲምኽርታትንማዕዳንካብናይህይወትተመክሮናቶምቅድመኹምዝኣተውስደተኛታትዝተኣከበኢዩ。 ግዜ,ጸዓትከምኡእውንገንዘብክትቁጥቡዘኽእለኩምጠቃሚሓበሬታካብዚሰነድክትረኽቡኢኹም。 ገለመምርሕንኣንፈታትንክህበኩምኢዩ。

提格雷语提格雷厄立特里亚

እዚምኽርታትካብኣብመላእኤውሮጳናይዝቕመጡስደተኛታትተመክሮተወሲዱዝተዳለወኢዩ,እዚሰነድብምዕራፋትዝተኸፍለኮይኑንሶምድማባህላዊጉዳያት,ከመይኢልካትወሃሃድ,ከመይኢልካናብቲሓድሽባህሊትወሃሃድ,ምምሃርቋንቋ,ግዜ,ገንዘብንፋይናንስን,መጠንቀቕታ,ሓበሬታ,ምድላይስራሕ, ዝተጻሕፉንዘይተጻሕፉንናይሕብረተሰብስርዓታትንሕግታትከምኡእዋንካልኦትኣርእስታትንዝሓዘኢዩ。

德语德国欧洲

ኣብዚዝመጻእኩሞሃገርህይወትኩምምቹእንዕላማዘሎዎንንኽኸውንእዚኣብዚሰነድዘሎሓበሬታክሕግዘኩምተስፋንገብር。 ዝኾነርእይቶእንተልይኩምብኽብረትኩምበቲኢመይልናስደዱልና。

更多应用信息

最新版本

2.0

上传者

Shãñīï Ìçëbérg

系统要求

Android 5.0+

Available on

更多

下载 APKPure App

可在安卓获取ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት的历史版本

下载

下载 APKPure App

可在安卓获取ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት的历史版本

下载

ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት相关应用

Afromium Digital Solutions 开发者的更多应用

最新发现