ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት

เกี่ยวกับ ግብራውን ጠቓምን ምኽርታት ንስደተኛታት

ምኽርታትካብስደተኛታትናብስደተኛታትใน Tigrigna กริญญา

ግብራውንጠቓምንምኽርታትንስደተኛታት

ናይወዲሰብታሪኽብሰንኪዝተፈላለዩምኽንያታትዝመጹወለንታዊንዘይወለንታውንምንቅስቃሳትካብቦታናብቦታዝሓዘኢዩ ንኣዳምንሄዋንንምርኩስእንተገይርካ, ናይወዲሰብስደትካብኤደንናብምድሪኢዩጀሚሩ ስነ-ጥንቲከምዝሕብሮስደትብምንቅስቃስናይሆሞኢረክተስካብኣፍሪቃኢዩጀሚሩ ሰባትከምብውልቂ, ብስድራወይድማብመልክዕዓበይቲጉጅለታትክንቀሳቀሱይኽእሉኢዮም ስደትኣካልታሪኽናይዝኾነትሃገርራብዓለምኢዩ ደቂሰባትብሰንኪብዙሕምኽንያትይስደዱከምኒጥሜት, ባህርያዊሓደጋ, ኩናት, ድኽነት, ኩነታትኣየር, ዳህሳስ, ወዘተዝኣመሰሉ

ብሰንኩብዙሕምኽንያትናብኤውሮጳመጺእካኣሎኻ ናብዚዘሎኻዮንኽትበጽሕብዙሕተሳቂኻንብብዙሕናይህይወትብድሆታትሓልፍካንኢኻ ናብዚምእታውመጀመርታኢዩ ሕጂኣብሓድሽሃገርኢኻዘሎኻ, ዝተፈልየባህሊ, ቋንቋ, ሕብረተሰብ, መብዛሕቲኦምነገራትከኣንዓኻሓደሽቲኢዮም ክትመሃርንናብቲኣከባቢክትለማመድንቅሩብክትከውንኣሎካ ንብሩህመጻኢክትውስንንክትሰርሕንኣሎካ

እዚሰነድእዚግብራዊዝኾኑናይህይወትምኽርንማዕዳንንኣብኤውሮጳዝኣተዉስደተኛታትዝተዳለወኢዩ ዝኾነሓድሽስደተኛ, ሓታትዑቕባ, ወይእውንንነዊሕእዋንዝተቀመጠስደተኛተረባሓይናይዚሰነድክኸውንኢዩ እቲምኽርታትንማዕዳንካብናይህይወትተመክሮናቶምቅድመኹምዝኣተውስደተኛታትዝተኣከበኢዩ ግዜ, ጸዓትከምኡእውንገንዘብክትቁጥቡዘኽእለኩምጠቃሚሓበሬታካብዚሰነድክትረኽቡኢኹም ገለመምርሕንኣንፈታትንክህበኩምኢዩ

กริญญา Tigrigna Eritrea

እዚምኽርታትካብኣብመላእኤውሮጳናይዝቕመጡስደተኛታትተመክሮተወሲዱዝተዳለወኢዩ, እዚሰነድብምዕራፋትዝተኸፍለኮይኑንሶምድማባህላዊጉዳያት, ከመይኢልካትወሃሃድ, ከመይኢልካናብቲሓድሽባህሊትወሃሃድ, ምምሃርቋንቋ, ግዜ, ገንዘብንፋይናንስን, መጠንቀቕታ, ሓበሬታ, ምድላይስራሕ, ዝተጻሕፉንዘይተጻሕፉንናይሕብረተሰብስርዓታትንሕግታትከምኡእዋንካልኦትኣርእስታትንዝሓዘኢዩ

Deutsch เยอรมันยุโรป

ኣብዚዝመጻእኩሞሃገርህይወትኩምምቹእንዕላማዘሎዎንንኽኸውንእዚኣብዚሰነድዘሎሓበሬታክሕግዘኩምተስፋንገብር ዝኾነርእይቶእንተልይኩምብኽብረትኩምበቲኢመይልናስደዱልና

แสดงเพิ่มเติมแสดงน้อยลง

What's new in the latest 2.0

Last updated on Aug 16, 2024
Minor bug fixes and improvements. Install or update to the newest version to check it out!

การดาวน์โหลดที่รวดเร็วและปลอดภัยเป็นพิเศษผ่านแอป APKPure

คลิกเพียงครั้งเดียวเพื่อติดตั้งไฟล์ XAPK/APK บน Android!

ดาวน์โหลด APKPure